እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
መሃዝቲ ቢቢሲ፡ ብሓይሊ ፀሓይ እትሰርሕ ባልጃ ሕክምና
Published
ነዚ ሕጽረታት ብምዕዛብ፡ ዶክተር ላውራ ሳችል፡ ብፀሓይ እትሰርሕ ንግልጋሎት ሕክምና ትውዕል ናይ ሕክምና ባልጃ ምሂዘን ኣለዋ። እዛ ባልጃ ኤለትሪክ ኣብ ዘይብለን ሆስፒታላት፡ ሓይሊ መብራህቲ ትህብ።