እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሳራ፡ ማታቱ ዝበሃላ ማእከሎት ኣውቶብሳት ብቅብኣ እተፀባብቕ መንእሰይ
Published
ኣብ ርእሰ ከተማ ኬንያ- ናይሮቢ፡ ውቁባት ማእከሎት ኣውቶብሳት ምርኣይ ልሙድ እዩ። ሳራ ከኣ ኣብ ምፅብባቕ እተን ኣውቶብሳት ዝወፈረት ብሕታዊት ጓል-ኣንስተይቲ'ያ።