እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣፍሪቃ ንምንታይ ግዙፍ ሓምለዋይ ሕዛእቲ ትግርብ?
Published
11 ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ካብ ምብራቕ እስካብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝሽፍን ግዙፍ ሓምለዋይ ሕዛእቲ እናገረባ እየን።እዚ ሕዛእቲ ኣብ ትሕቲ ደቡባዊ ክፋል ኣፍሪቃን ምድረበዳ ሰሃራን ይርከብ። ዕላማ እዚ መደብ፡ ምድረበዳ ብምልማዕ፡ ፅዕንቶታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ምቅላስ እዩ።