እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ትራምፕ ኣብ ውሽጢ አፍሪካ ሓዳሽ ሃገር ፈጢሮም!
Published
ኣብ ኒውዮርክ ከተማ ይካየድ ኣብ ዝቐነየ ጉባኤ ውድብ ሑቡራት መንግስታት፥ መራሕቲ ኣፍሪካ ፈልዮም ዘነጋገሩ ፕረዚድንት ትራምፕ፥ መራሒ 'ናምብያ' ክብሉ ተሰሚዖም። ኣዘራራቢ ዛዕባ ኾይኑ ድማ ቐንዩ።