እንታይ እዩ ዘጨንቐኒ ዘሎ?

እንታይ እዩ ዘጨንቐኒ ዘሎ?
Published

ኬኒያዊት ኖኤል ኣብ መበደራት ቴሌቭዥን ክሳዕ ኣዳላዊት ሰነዳዊ ፊልም በጺሓን ኣብ ኣሜሪካ ተመሃሪት ስርሓቲ ፊልም ኮይና ነይራ። እንተኾነ ግን ብዘጋጠማ ምዝባዕ ስምዒት ኣብ ጸገም ወዲቓ ሕልምታታ ከምዝተሰረቐ ትገልጽ። ዛንታኣ ከምዚ ዝስዕብ እዩ።