ቬትሮ መኪና ሰይሩ ንወዱ ዘድሓነ ኣሜሪካዊ

ቬትሮ መኪና ሰይሩ ንወዱ ዘድሓነ ኣሜሪካዊ
Published

ኣብ ኣሜሪካ ቴክሳስ ሓያል ሙቐት ኣብ ዘለወሉ ግዜ፡ መፍትሕ መኪና ኣብ ውሽጢ ረሲዖም ብምኻዶም ወዶም መውጽኢ ተሳኢንዎ መስትያት መኪና ሰይሮም ኣድሒኖሞ።