ስድራ ናይቶም ህይወቶም ዝሰኣኑ ኣባላት ሓይልታት ትግራይ እንታይ ይብሉ?

መግለጺ ቪድዮ, ስድራ ናይቶም ህይወቶም ዝሰኣኑ ኣባላት ሓይልታት ትግራይ እንታይ ይብሉ?
ስድራ ናይቶም ህይወቶም ዝሰኣኑ ኣባላት ሓይልታት ትግራይ እንታይ ይብሉ?
Published

ግዚያዊ ፕረዚደንት ምምሕዳር ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ "ብሄራዊ ሓዘን፡ መርድእን ዝኽርን ሰማእታት ትግራይ" ካብ ትማሊ ኣትሒዙ ብወግዒ ከምዝተኣወጀ ኣፍሊጡ። ብዝሒ ስውኣት ካብ ምግላፅ ዝተቘጠበ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ "ካብቲ ተሰዊኡ ዘሎ ናይ ርብዒ ርብዒ እውን እንተዝስዋእ ረዚን እዩ፡" ኢሉ። እዚ ሎሚ ዝጀመረ ብሄራዊ ሓዘን፡ ንሰለስተ መዓልቲ ዝቕጽል ምዃኑ ይፍለጥ።