ን40 ዓመታት ዝቐጸለ ናይ ምንጻል ሕቶ

ን40 ዓመታት ዝቐጸለ ናይ ምንጻል ሕቶ
Published

ኣብ ዶባት ሰኔጋልን ጋምብያን ዝርከቡ ህዝብታት ካሳማንስ ንዝሓለፉ 40 ዓመታት ሕቶ ምንጻል ኣልዒሎም ክቃለሱ ጸኒሖም ኣለዉ። ከም ሳዕቤኑ ድማ ኣብቲ ዶባት ዝነብሩ ህዝብታት ብፍርሒ ተዋሒጦም ከምዝነብሩ ገሊጾም።