እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ቀትሪ ናብ ኪቭ ዝተወንጨፈ ሚሳይል
ኣብ ቀትሪ ናብ ኪቭ ዝተወንጨፈ ሚሳይል
Published
ሩስያ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዓርቢ ቀትሪ መዓልቲ ናብ ርእሰ ከተማ ኪቭ ሚሳይል ዘወንጨፈት ኰይና ኣብ ማእከል ጽርግያ ዓሊቡ፤ ዘውረዶ ጉድኣት ግን የለን።