ቅድሚ 23 ዓመታት ወዱ ዝስኣነ ኣቦ ሎሚ’ውን ኣብ ሓዘን

ቅድሚ 23 ዓመታት ወዱ ዝስኣነ ኣቦ ሎሚ’ውን ኣብ ሓዘን
Published

ኣብ 2000 [ኣ.ኣ] ኣብ ዝነበረ ዓመጽ ፍልስጤማውያን ወዲ 12 ዓመት ወዱ ብምስኣኑ ቀልቢ ሚድያታት ዓለም ስሒቡ ዝነበረ ጀማል ዓብዱራሕማን ሎሚ’ውን ብዙሓት መቕርቡ ብምስኣኑ ፈቘዶ ብጽሖታት ይውዕል ከምዘሎ ንቢቢሲ ገሊጹ።