ስለምንታይ'ዩ መረጻ ኬንያ ገዚፍ ወጻኢታት ዝግበረሉ ዘሎ?

ስለምንታይ'ዩ መረጻ ኬንያ ገዚፍ ወጻኢታት ዝግበረሉ ዘሎ?
Published

ኬንያ፡ እቲ ድሕሪ ሒደት ሰሙናት እተካይዶ መረጻ፡ ብመንጽር ወጻኢታት እንክርአ፡ ካብቲ ዝሃብተማ ሃገራት ዝገብራኦ ንላዕሊ ብዙሕ ወጻኢታት ዝተገብረሉ እዩ። እዚ ዅሉ ወጻኢታት ግን ስለምንታይ?