ሓራምዝ ክሕምብሱ ከምዝኽእሉ ትፈልጡ’ዶ?

ሓራምዝ ክሕምብሱ ከምዝኽእሉ ትፈልጡ’ዶ?
Published

ኣብ ሰሜናዊ ስሪላንካ ዝርከቡ ሓራምዝ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ቀላይ ሓምቢሶም ክሓልፉ ይረኣዩ። ሓራምዝ ኣካላዊ ግዝፎም ብዘየገድስ ንፉዓት ሓምበስቲ እዮም።