‘ከይከፈሉኒ ዝመሃርኩዎም ብዙሓት እዮም’

Published
ንባብ: 1 ደቓይቕ

ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ብስደት ካብ ሃገሩ ምስ ወጽአ ድማ፡ ቤት ትምህርቲ ክኸፍት’ኳ መደብ እንተዘይነበሮ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ መሓዝኡ ካሜራ ተለቂሑ ንሓሙሽተ ሰባት ብምስልጣን ከም ዝጀመሮ ይዛረብ።