ሰለስተ ደቃ ዝተቐተልዋ ሱዳናዊት ኣደ

ሰለስተ ደቃ ዝተቐተልዋ ሱዳናዊት ኣደ
Published

ሱዳናዊት ዓረፋ ካብቲ ኲናት ዝካየደሉ ዘሎ ዳርፉር ናብ ቻድ ዝተሰደደት ኰይና ካብ 7 ደቃ እቶም ሰለስተ ተቐቲሎም። ነቶም ዝተቐተሉ ከይቀበረት ናብ ቻድ ክትኣቱ ክትብል ድማ ኣብ ወሰን ጽርግያ ካልእ ቈልዓ ሓሪሳ።