ኣብ ዶባት ሞሮኮን ስጳኛን እንታይ'ዩ ዘጋጥም ዘሎ?

ኣብ ዶባት ሞሮኮን ስጳኛን እንታይ'ዩ ዘጋጥም ዘሎ?
Published

ኣብ ዝሓለፈ ሰነ ፖሊስ ሞሮኮን ስጳኛን ካብ ሞሮኮ ናብ ኣውሮጳ ንዝሰግሩ ኣፍሪቃውያን ሰደተኛታት ብበትሪ እናቐጥቀጡ ዘርኢ ቪድዮታት ምስተርግሐ ንብዙሓት ኣሰንቢዱ እዩ። ኣብቲ ሽዑ እዋን 24 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ብዙሓት ድማ ሃለዋቶም ከምዘይተረኸበ ተፈሊጡ።