እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ህይወት 67 ሰባት ዘጥፍአ መጥቃዕቲ ናይሮቢ ብኣንደበት ግዳያት
ህይወት 67 ሰባት ዘጥፍአ መጥቃዕቲ ናይሮቢ ብኣንደበት ግዳያት
Published
ኣብ ርእሰ ከተማ ኬንያ ናይሮቢ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት ኣብ ሓደ ማእከል ዕዳጋ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ንዓለም ዘዘራረበ እዩ ነይሩ። ብሰንኪ እቲ ሓደጋ 67 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ነቲ መጥቃዕቲ ዝፈጸሙ ኣርባዕተ ዕጡቓት ኣልሸባብ ብወተሃደራት ኬንያ ተቐቲሎም። ካብቲ ሓደጋ ዝድሓና ግዳያት ብዛዕባ እቲ ሓደጋ እንታይ ይብላ?