እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
'ሽጉጥ ግዝኣለይ እሞ እግረይ ንዝቘረጹኒ ክቐትለሉ' የመናዊ ህጻን
'ሽጉጥ ግዝኣለይ እሞ እግረይ ንዝቘረጹኒ ክቐትለሉ' የመናዊ ህጻን
Published
የመናዊ ህጻን ወዲ 3 ዓመት ኣሚር ብደብዳብ ከበድቲ ብረት ኲናት የመን እግሩ ተቘሪጹ። ንሱ ንኣቦኡ "ሽጉጥ ግዝኣለይ እሞ ነቶም እግረይ ዝቘረጹ ሰባት ክቐትሎም” ኢሉዎ።