እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ካብ ቀልቀል ገንዘብ ዘመንጩ ዓይኒ-ምድሪ
ካብ ቀልቀል ገንዘብ ዘመንጩ ዓይኒ-ምድሪ
Published
ኣብ ምዕራብ ኬንያ ዝርከቡ መንእሰያት፡ ንላርቫ ዕኮት መሳሊ ሓሰኻ ተጠቂሞም ንቀልቀል ሰባት ናብ ባህርያዊ (ኦርጋኒክ) ድዅዒን መግቢ እንስሳን ዝቕይር ዓይኒ-ምድሪ ኣማዕቢሎም። እቲ ዓይኒ-ምድሪ ዳግማይ ካብ ዝተመስርሐ ነገራት ከምዝራሕ ዝገልጹ ኣካየድቲ ሳኒዋይዝ፡ ጨና’ውን ከምዘይብሉ የረድኡ።