‘ኮንዶኾን ብእግሩ ይጉዓዝ?' - ሻቕሎት ኣደ

‘ኮንዶኾን ብእግሩ ይጉዓዝ?' - ሻቕሎት ኣደ
Published

ዓብዱል ራሕማን ይበሃል። እዚ ወዲ 11 ወርሒ ቈልዓ ኣብ ቓዛ ድሕሪ 25 መዓታት ንፈለማ እዋን ብሕማም ፖልዮ (ኣልምሲ) ዝተለኸፈ ኮይኑ'ሎ። እዚ ኩነታት ድማ ንኣዲኡ ኣሻቒልዋ።