ክብረወሰን ዓለም ንምስባር ን100 ሰዓት ዝኸሸነት ናይጀርያዊት

ክብረወሰን ዓለም ንምስባር ን100 ሰዓት ዝኸሸነት ናይጀርያዊት
Published

ናይጀርያዊት ከሻኒት ሂልዳ ባሲ ኣብ ሌጐስ ብዘይ ምቍራጽ ን100 ሰዓታት ከሺና ንኣስታት 2700 ሰባት ኣተኣናጊዳ፤ ዕላማኣ ክብረወሰን ዓለም ንምስባር’ዩ።