እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
'ኣብ ህይወት ተስፋ ዝህቡ፡ ዘነቃቕሑ ስራሓት እየ ክሰርሕ ዝደሊ' - መርከብ ቦኒታ
'ኣብ ህይወት ተስፋ ዝህቡ፡ ዘነቃቕሑ ስራሓት እየ ክሰርሕ ዝደሊ' - መርከብ ቦኒታ
Published
መርከብ ባርያጋብር (ቦኒታ) ‘ሂፕሃፕ ጓይላ’ ብዝበሃል ቅዲ ሙዚቃ ትግርኛ ዝፍለጥ ስነ ጥበባዊ እዩ። ቅድሚ ሒደት መዓልታት ከኣ ኣፍሮ-ጓይላ ብዝብል ሓድሽ ቅዲ ዘቕረቦ ስራሓት ኣቓልቦ ብዙሓት ስሒቡ ኣሎ። ነዚ ኣመልኪትና ምስ መርከብ ሓጺር ጻንሒት ጌርና ኣለና።