''ታሪኽ ዓድዋ ብቨርችዋል ሪያሊቲ ንሓድሽ ወለዶ ንምፍላጥ ይስራሕ'ሎ''

''ታሪኽ ዓድዋ ብቨርችዋል ሪያሊቲ ንሓድሽ ወለዶ ንምፍላጥ ይስራሕ'ሎ''
Published

ሜቲ ግርማ ኣካያዲት ስራሕ ጉዞ ቴክኖሎጅስ ኮይና ምስ ካልኦት ሰብ ሞያ ሶፍት ዌር ምህንድስና ብምዃን ሓድሽ ወለዶ ታሪኽ ዓድዋ ብመገዲ ቨርችዋል ሪያሊቲ ንኽፈልጥ ትጽዕር ከምዘላ ገሊጻ። ንኣብነት ታሪኽ ኵናት ዓድዋ ናብ ድጅታል ቀይሮም ሰባት ብዛዕባ እቲ ፍጻመ ኣፍልጦ ክህልዎም ከምዝገበሩ ንቢቢሲ ሓቢራ።