ደቀ'ንስትዮ ስለምንታይ ካብ ተባዕትዮ ንላዕሊ ይቑጥዓ?

ደቀ'ንስትዮ ስለምንታይ ካብ ተባዕትዮ ንላዕሊ ይቑጥዓ?
Published

ሓደ ኣብ ጉዳይ ቍጥዐ ኣድሂቡ ዝተኻየደ ዓለምለኻዊ መጽናዕቲ፡ ስለምንታይ እየን ደቀ'ንስትዮ ልዕሊ ደቂተባዕትዮ ቍጥዕ ቍጥዕ ከምዝብላ ኣመልኪቱ'ሎ።