እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
መስሓቕቲ ፍጻመታት 2022
መስሓቕቲ ፍጻመታት 2022
Published
ኣብ 2022 ብዙሓት ሰባት 'ካዕካዕ' ዘበሉ ፍጻመታት ነይሮም። ካብ ሞንጎኦም ኬኒያዊ ጋዜጠኛ ኣብ እንዳ ሓራምዝ ኣትዩ ጸብጻብ ይሰርሕ ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ብንእሽቶ ሓርማዝ ክርትም ኢሉ ዝስሓቐሉ ተጓንፎ'ዩ።