እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ገምገም ባሕሪ ዝሓረሰት ኤርትራዊት ኣደ
ኣብ ገምገም ባሕሪ ዝሓረሰት ኤርትራዊት ኣደ
Published
ካብ ቱርኪ ተበጊሳ ኣብ ገምገም ባሕሪ ግሪኽ ዝሓረሰት ኤርትራዊት ኣደ ኣብ ጽቡቕ ጥዕናዊ ኩነታት ከምዘላ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ገሊጾም።