እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሓሪቑ መኪናኡ ምስ ሆቴል ዘጋጨወ ጋሻ
ሓሪቑ መኪናኡ ምስ ሆቴል ዘጋጨወ ጋሻ
Published
ብዛዕባ ዝጠፍአት ላፕቶፑ፡ ምስ ሓደ ሰራሕተኛ ሆቴል ዝተቋየቐ ሓደ ጋሻ፡ መኪናኡ ምስቲ ሆቴል ብምግጫው ሕርቃኑ ከዝሕል ፈቲኑ። እቲ ወዲ 28 ዓመት ኣብ ቀይዲ ምእታው ክግለጽ እንከሎ፡ ኣብ ሰብ ዝበጽሐ ጉድኣት የለን።