እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
'ደቅና ተመሊሶምልና' ኣደታት ዩክረይን
'ደቅና ተመሊሶምልና' ኣደታት ዩክረይን
Published
ወተሃደራት ዩክረይን ኣብ ትሕቲ ቍጽጽር ሰራዊት ሩስያ ኣትዩ ዝነበረ ግዝኣት ዩክረይን ምስተቘጻጸሩ፡ ህይወት ጸልሚትወን ዝነበራ ኣደታት ዩክረይን ብምምላስ ደቀን ኣመና ተሓጕሰን።