ኣብ ሓደ ገዛ እትነብር 72 ዝኣባላታ ህንዳዊት ስድራ

ኣብ ሓደ ገዛ እትነብር 72 ዝኣባላታ ህንዳዊት ስድራ
Published

ኣብ ህንዳዊት ግዝኣት ማሃራሽትራ፡ 72 ኣባላት ዘለዋ ስድራ ዶይጆደ ኣብ ሓደ ገዛ ብሓባር ትነብር። ኣብ ከተማ ሶላፑር እትርከብ ኣርባዕተ ወለዶታት ዝሓዘት እታ ስድራ ኣብ ዝተፈላለየ ዋኒናት ዝነጥፉ ትካላት ኣለዋ።