ቻይናዊ ዝዘርግሖ ንጸለምቲ ዘናሸወ ቪድዮ እንታይ'ዩ?

ቻይናዊ ዝዘርግሖ ንጸለምቲ ዘናሸወ ቪድዮ እንታይ'ዩ?
Published

ኣብ ማላዊ ኣብ ሓደ ገጠር: ሓደ ቻይናዊ ንቆልዑት ኣኪቡ ብቋንቋ ቻይና "ኣነ ጸሊም ጋኔን እየ፡ ናይ ምሕሳብ ዓቕመይ ድማ ድኹም'ዩ" ኢሉ እንዳተዛረበ እንከሎ፡ ስኢሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ምስሓተሞ፡ ብዙሓት ተቖጢዖም። ኣፍሪካ ኣይ ብዛዕባ እቶም ቪድዮታት መርመራ ሰሪሕሎም'ሎ።