እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
መረጻ ኣመሪካ 2024፡ ካማላ ሃሪስ ስዕረታ ተኣሚና፡ ባይደን መደረ ክህብ ይዳሎ
Published
ንባብ: 1 ደቓይቕ
- 'ኣመሪካ ዝያዳ ክትሕይል'የ ተስፋ ዝገብር”- ፕረዚደንት ዩክረይን
- ካማላ ሃሪስ ነቲ ስግግር ስልጣን ከም እትሕግዝ ቃል ኣትያ
- ዶናልድ ትራምፕ ካቢኔኡ ክመዝዝ ትጽቢት ይግበር
- ካማላ ስዕረታ ተቐቢላ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፡ "ብዙሓት ናብ ጸልማት ንኣቱ ከም ዘለና'ዩ ዝስምዖም፤ ግን ከምኡ ከም ዘይኰነ ተስፋ እገብር" ኢላ
- ትራምፕ ካብተን ሸውዓተ ወሰንቲ ግዝኣታት መረጻ ኣመሪካ ኣብ ሓሙሽቲአን ተዓዊቱ
- ሪፐብሊካን ንሰኔት ኣመሪካ ተቘጻጺሮም