ደቂ ኣንስትዮ 'ሜክ ኣፕ' ከይጥቀማ እተተባብዕ ወይዘሪት ዓዲ ኢንግሊዝ

ደቂ ኣንስትዮ 'ሜክ ኣፕ' ከይጥቀማ እተተባብዕ ወይዘሪት ዓዲ ኢንግሊዝ
Published

መሊሳ ራዉፍ፡ ሜክ ኣፕ ብዘይ ምግባር ኣብ ውድድር ጽባቐ ተሳቲፋ፡ ሚስ ኢንግላንድ ንምዃን በቒዓ። ንሳ ደቂ ኣንስትዮ ሜክ ኣፕ ኣንተይገበራ ብተፈጥሮኣዊ ቆርበተን ጽቡቓት ከምዝኾና ክተተባብዕ እያ እትደሊ።