እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"ብሰንኪ ሕብሪ ስነይ: ሕልመይ ተቖጽዩ ተሪፉ"
"ብሰንኪ ሕብሪ ስነይ: ሕልመይ ተቖጽዩ ተሪፉ"
Published
ኣብ ታንዛንያ ኣሩሻ ፍሎራይድ ዝበዝሖ ማይ ስለዘሎ ሰባት ሕብሪ ኣስናኖም ናብ ቢጫ ናይ ምቕያር ተኽእሎ ኣለዎ። ጃኔት ካብተን ኣስናነን ናብ ቢጫ ዝተቐየረ ደቂ እቲ ዓዲ ኮይና ኣብ ውድድር ጽባቐ ናይ ምስታፍ ሕልማ ተኾሊፉ።