እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ናሳ፡ ህይወት ኣብ ዓለም ከመይ ከምዝጀመረ ንምፍላጥ ቀሪበ’የ ይብል
ናሳ፡ ህይወት ኣብ ዓለም ከመይ ከምዝጀመረ ንምፍላጥ ቀሪበ’የ ይብል
Published
ናሳ ዝወንጨፋ መንኮርኮር ኦሲሪስ ሬክስ ኣብ ህዋ ካብ ፍጥነት ጥይት ብ15 ዕጽፊ ክትጓዓዝ ድሕሪ ምጽናሕ ሰንበት ናብ መሬት ዓሊባ።