እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
እስራኤል ሬሳታት ንምርካብ ኣብ እትገብሮ ጻዕሪ ዝሕግዝ ዘሎ ዑፍ
እስራኤል ሬሳታት ንምርካብ ኣብ እትገብሮ ጻዕሪ ዝሕግዝ ዘሎ ዑፍ
Published
እስራኤል ድሕሪ እቲ ብ7 ጥቅምቲ ብሓማስ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ተሳኢኑ ንዘሎ ሬሳ ግዳያት ንምርካብ ኣዕዋፍ ትጥቀም ኣላ። ንምንቅስቓስ እቶም ሓደጋ ምጽናት ዘንጸላለዎም ኣዕዋፍ ዝከታተል በዓልመዚ ተፈጥሮን ፓርክታትን እስራኤል ኣብዚ ኣገዳሲ ተራ ይጻወት ኣሎ። ዛጊት ከኣ ኣርባዕተ ሬሳታትን ካልእ ዝተበታተነ ኣካላት ሰብን ተረኺቡ ኣሎ።