ቆልዑት ብዛዕባ ረብሓታት ኢድካ ምሕጻብ እንተድኣ ተማሂሮም ሕማማት ምንካይ ይከኣል’ዩ

ቆልዑት ብዛዕባ ረብሓታት ኢድካ ምሕጻብ እንተድኣ ተማሂሮም ሕማማት ምንካይ ይከኣል’ዩ
Published

‘ፕራክቲካል ኣክሽን’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ገባሪ ሰናይ ትካል ኣብ ኬንያ ኪሲሙ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ሕብረተሰብ ብዛዕባ ረብሓታት ኢድካ ምሕጻብ ግንዛበ ናይ ምዕታር ስራሕ ብምውጋኑ ተላበድቲ ሕማማት ነኪዮም።