ኣብ 80 ዓመት ዕድመአን 12 ክፍሊ ዝተፈተና ኣደ ዓባይ

ኣብ 80 ዓመት ዕድመአን 12 ክፍሊ ዝተፈተና ኣደ ዓባይ
Published

ኔፓላዊት ጓል 80 ዓመት ኣደ ዓባይ፡ ፈተና 12 ክፍሊ ይወስዳ ኣለዋ። እተን ሰበይቲ ብዙሓት ሰባት “ኣብ ገዛኺ ስቕ ኢልኪ ጸሓይኪ ዘይትጽለዊ” ኢሎም ከምዘባጨዉለን ተዛሪበን።