እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ፓኪስታን፡ ብሰንኪ ውሕጅ 700 ሽሕ ጥሪት ጠፊአን
ፓኪስታን፡ ብሰንኪ ውሕጅ 700 ሽሕ ጥሪት ጠፊአን
Published
ኣብ ፓኪስታን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ፡ ኣስታት 700 ሽሕ ጥሪት ከምዝጠፍኣ ተፈሊጡ። መንግስቲ እታ ሃገር ሓደ ሲሶ ክፋል ፓኪስታን ብውሕጅ ከምዘዕለቅለቐ ይገልጽ።