እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብዘይተፈንጀረ ሓደጋ ነታጕ መጻኢኦም ዝጽልምት ዘሎ ቆልዑ ትግራይ
Published
ንባብ: 1 ደቓይቕ
ኣብ መላእ ከባቢታት ትግራይ፡ ተረፍ መረፍ እቲ ኲናት ኣሎ። ሓደጋ እቲ ኣብ ግራውትን ኣኽራናት ዝበዝሖ ከባቢታትን ዝተረፉ ተተኰስቲ ግን ብቐሊሉ ዝግመት ኣይኰነን።ሰባት ብእግሮም ክጕዓዙ እንከለው፡ ናይ ሰራዊትን ውግእን መካይን እዮም ዝርእዩ።