እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ቓዛ ዝተቐተለ መራሒ ሓማስ መን’ዩ?
ኣብ ቓዛ ዝተቐተለ መራሒ ሓማስ መን’ዩ?
Published
ኣብ ቓዛ ትማሊ ከምዝተቐተለ ብሰራዊት እስራኤል ዝተገለጸሉ መራሒ ሓማስ ያሕያ ሲንዋር ኣብ እስራኤል ንልዕሊ 20 ዓመት ተኣሲሩ ከምዝነበረን ሓደ ካብ ቀንዲ ተደለይቲ መራሕቲ ሓማስ ኮይኑ ከምዝጸንሐን ይፍለጥ።