ሊዮነል መሲ ኣብ ሃገሩ ፍሉይ ኣቀባብላ ተገይርሉ

ሊዮነል መሲ ኣብ ሃገሩ ፍሉይ ኣቀባብላ ተገይርሉ
Published

ቐጠር ኣብ ዘአንገደቶ ውድድር ዋንጫ ዓለም 2022፡ ዝተኦኣወተት ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ትማሊ ሰሉስ ኣብ ርእሰ ከተማ ቦነስ ኣይረስ ምስኣተወት ድሙቕ ኣቀባብላ ጸኒሕዋ።