ድልድል ባልቲሞር ብመርከብ ተሃሪሙ ክፈርስ እንከሎ ዘርኢ ቪድዮ

ድልድል ባልቲሞር ብመርከብ ተሃሪሙ ክፈርስ እንከሎ ዘርኢ ቪድዮ
Published

ኣብ ባልቲሞር ኣሜሪካ፡ ሓደ ድልድል ብመርከብ ድሕሪ ምህራሙ ናብ ሩባ ፓታፕስኮ ምጽዳፉ ሰብመዚ ገሊጾም። ክፍሊ ምክልኻል ባርዕ ከተማ ባልቲሞር፡ ክሳዕ 20 ዝበጽሑ ሰባትን ብርክት ዝበላ መካይንን ናብቲ ማይ ከምዝጸደፉ ይሕብሩ።