እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣሜሪካ ንኣጎዋ ዘጣየሸት መእንቲ ባዕላ ዶ ንረብሓ ኣፍሪቃ?
ኣሜሪካ ንኣጎዋ ዘጣየሸት መእንቲ ባዕላ ዶ ንረብሓ ኣፍሪቃ?
Published
ኣብ 2000 [ኣ.ኣ] ብፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ቢል ክሊንተን ዝተመስርተ ኣጎዋ ቀንዲ ዕላማኡ ኣፍሪቃውያን ካብ ናይ ናጻ ቀረጽ ክርብሑ ምግባር'ዩ። እንተኾነ ነዚ ዕድል ዝጥቀማ ሃገራት ኣፍሪቃ ከም ቅድመ ኩነት ክትግብርኦ ዝግበአን ፖለቲካውን ቁጠባውን ረቛሕታት ኣለዉ።