እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣንፈታ ስሒታ ካብ ዝነፈጸት መኪና ንስክላ ዝደሓነ ፖሊስ
ኣንፈታ ስሒታ ካብ ዝነፈጸት መኪና ንስክላ ዝደሓነ ፖሊስ
Published
ሓደ ፖሊስ ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቨርጂንያ ካብ ሓንቲ ካብ ቍጽጽር ዘዋሪኣ ወጻእ ዝዀነት መኪና ንስክላ ድሒኑ። እቲ ወዲ 17 ዓመት ዘዋሪ መኪና ብሸለልታዊ ኣዘዋውራ መኪና ተኸሲሱ ኣሎ።