'ብሰንኪ ጥምየት ደቀይ ይበኽዩ’ለዉ' ባንግላድሻዊት ኣደ

'ብሰንኪ ጥምየት ደቀይ ይበኽዩ’ለዉ' ባንግላድሻዊት ኣደ
Published

ኣብ ደቡባዊት ኤስያ እትርከብ ባንግላድሽ፡ ብሰንኪ ናህሪ ዋጋታት ዜጋታት ብፍላይ ኣብ ትሑት መነባብሮ ዝነብሩ ሰባት ኣመና ተሃስዮም። ኣደታት ደቀን ሰኣን እኹል መግቢ ኣብ ቅድሚ ዓይነን ይበኽይወን።