እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
እዚ ካብ ዓለም እቲ ዝሓጸረ ድንኪ ፈረስ ዶ ይኸውን?
እዚ ካብ ዓለም እቲ ዝሓጸረ ድንኪ ፈረስ ዶ ይኸውን?
Published
ፑሙከል 50 ሴንት ሜትር ቁመትን 35 ኪሎ ግራም ክንደትን ዘለዎ ኮይኑ እቲ ዝሓጸረ ድንኪ ፈረስ ተባሂሉ ኣብ መዝገብ ክብረወሰን ዓለም ክምዝገብ ተስፋ ተገይርሉ'ሎ።