እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበታ ሽልማት ዝተነፍገት ህጻን ይቐሬታ ተሓቲታ
ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበታ ሽልማት ዝተነፍገት ህጻን ይቐሬታ ተሓቲታ
Published
ኣብ ውድድር ጂምናስቲክስ ኣየርላንድ ምስ ደቂ ጋንታኣ ኰይና ዝተዓወተት ህጻን ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበታ ካብ ካልኦት ተፈልያ ሽልማት ስለዝተነፍገት ንስድራኣ ናይ ይቕሬታ ደብዳበ ተላኢኽዎም።