ብርቱዕ ዝናብ ብዘስዓቦ ዕልቕልቕ እትሳቐ ዘላ ፓኪስታን

ብርቱዕ ዝናብ ብዘስዓቦ ዕልቕልቕ እትሳቐ ዘላ ፓኪስታን
Published

ኣብ ፓኪስታን ብዘጋጠመ ውሕጅ ሰባት ኣብ ጸገም ወዲቖም ይርከቡ። ኣብታ ሃገር ዝሞቦቆሉ ሓደ ፋዉንዴሽን ንኣብ ጸገም ዝርከቡ ሰባት ናይ ምድሓን ስራሕቲ ይገብር'ሎ። እንተኾነ እቲ ጸገም ከቢድ ብምዃኑ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሓገዝ ክገብር ጻዊዒት ቀሪቡ'ሎ።