ኣዘራራቢ ኮይኑ ዘሎ ኣገልግሎት ኣውቶቡስ አኽላባት

ኣዘራራቢ ኮይኑ ዘሎ ኣገልግሎት ኣውቶቡስ አኽላባት
Published

ሰብኣይን ሰበይትን ኣውቶብስ ገዚኦም ኣብቲ ንሶም ዝቕመጥሉ ከባቢ ንዘለዉ ኣኽላባት ኣሳፊሮም የናፍስዎም። በዚ ኣቢሎም ድማ ህይወቶም ይመርሑን ይናበሩን።