እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ እትመሃረሉ ኮሌጅ ብዕስለ ዝተቐትለት ዲቦራ
ኣብ እትመሃረሉ ኮሌጅ ብዕስለ ዝተቐትለት ዲቦራ
Published
ኣብ ናይጀርያ ‘ብዋትስ-ኣፕ ንሃይማኖት እስልምና ኣቆናጺባ’ ዝተብሃለት ዲቦራ ብናይ ዕስለ ፍርዲ ብሞት ተቐጺዓ። ኣዲኣ ብሞት ጓላ መዓልታዊ ኣብ ሓዘን ተዋሒጣ ከምእትነብር ንቢቢሲ ገሊጻ።