እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
'ምእንታኹም ማዕረ እስትንፋሰይ ክቃለስ እየ' ዶናልድ ትራምፕ
'ምእንታኹም ማዕረ እስትንፋሰይ ክቃለስ እየ' ዶናልድ ትራምፕ
Published
ትማሊ መበል 47 ፕረዚደንት ኣሜሪካ ኰይኑ ዳግማይ ዝተመረጸ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ቅድሚ ደገፍቱ ንዓኣቶም ዘለዎ ምስጋና ድሕሪ ምቕራብ፡ "ረብሓታትኩም ክረጋግጽ ማዕረ እስትንፋሰይ ክቃለስ እየ" ኢሉዎም።